ሓድሽ መጻኢ ኣብ ሃገር ሽወደን - ፊልምታት
Ny i Sverige – filmer
ነዘን ሓድሽ መጻኢ ኣብ ሃገር ሽወደን ዘርእስተን ፊልምታት ረኣየን እሞ፡ ኣብዚ ብምምጻእካ ክትምዝገብ ከሎኻ ምሳኻ እንታይ ክትማላእ ከም ዘሎካን፡ ንወረቐት መንነት ዚምልከት ንምጥያቕ ከመይ ክትገብር ከም ዘሎካን፡ ካልእ ንኽትፈልጦ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገራትን፡ ብዝያዳ ክትፈልጥ ኢኻ።
ህዝባዊ ምዝገባ
ህዝባዊ ምዝገባ ናይ ህዝቢ ሽወደን መሰረታዊ ናይ ተቐማጦ ምዝገባ እዩ። ኣብዚ ህዝባዊ ደብተርዚ ድማ ነቲ ናይ ተቐማጦ ሽወደን መንነትን ቦታን ዚምልከት ሓበሬታ ይምዝገብ።
ኣብ ውሽጢ ሽወደን ምግዓዝ
ኣብ ውሽጢ ሽወደን ኮይነ ክግዕዝ ከሎኹ እንታይ ክሓስብ ይግበኣኒ?
ቍጽሪ ሃገራዊ መንነት
ቍጽሪ ሃገራዊ መንነት (ፐርሾንኑመር) እንታይ እዩ? ቍጽሪ ሃገራዊ መንነት ካልእ ገዲፍካ ብፍላይ ኣበይ ከም እተወለድካ ዚገልጽ ናይ መንነት መለለዪ እዩ።
ወረቐት መንነት (ኣይዲ ካርድ)
ወረቐት መንነት (ኣይዲ ካርድ) ምህላው እንታይ እዩ ጥቕሙ? ወረቐት መንነት (ኣይዲ ካርድ) ክሓትት ከሎኹ እንታይ ክሓስብ ኣሎኒ?
