Din sökning hindersprövning gav 6 träffar
ቃልኪዳንን መጻምድትነትን (partnerskap)
Teckenspråksfilm om att gifta sig i Sverige eller i utlandet. Längre ned på sidan finns informationen i filmen som text.
ኣብ ሽወደን ቅድሚ ምምርዓውካ ካብ ስካተቨርከት ናይ ቃልኪዳን መረጋገጺ (hindersprövning] ሕተት። ኣብ ሽወደን ተቐማጢ ምስ ዘይትኸውን እውን ኣብ ሽወደን ክትምርዖ ትኽእል ኢኻ።
Andra språk - Arabiska
Information från Skatteverket på tigrinska /tigrinja ትግርኛ
ኣብ ሃገር ሽወደን ቅድሚ ክትምርዓዉ ምኽኣልኩም፥ ካብ ”ቤትስልጣን ግብሪ” (Skatteverket) መጽናዕቲ ፍቓድ ቃል-ኪዳን (hindersprövning) ንምግባር ምልክታ ክተቕርቡ ይግብኣኩም’ዩ። እቲ ምልክታ ድማ፡ ኣብ ሓደ ኦርኒክ መሊእኩም ናብ ”ቤትስልጣን-ግብሪ” ብምልኣኽ ኢኹም ትገብርዎ። እቲ ተቕርብዎ ምልክታኹም ኣቐዲምኩም ቅድሚ’ቲ ናይ መርዓ ጊዜ ክትልእክዎ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።